ናብ ትሕዝቶ ሕለፍ
KKörkortAkademi.se

ሕቶታት

እቲ ፈተና 60 ሕቶታት ዝሓዘ እዩ። ሓሙሽተ ካብኣቶም ዘይቁጸሩ ናይ ፈተና ሕቶታት ስለዝኾኑ እቲ ዝለዓለ ክትረኽቦ እትኽእል ነጥቢ 55 እዩ።እቲ ፈተና ንምሕላፍ ዝተሓተ ነጥቢ 44 ክኸውን ኣለዎ እቲ ናይ ፈተና ግዜ ድማ 40 ደቓይቕ እዩ።